للعربية الرجاء التصفح أدناه
ሓበሬታ ብትግርኛ ኣብ ታሕቲ ተመልከት
ממשלת קנדה הודיעה על השעיה גלובלית, עד לסוף 2025, של קבלת בקשות חדשות לחסות פרטית קנדית במסלולי קבוצת חמשת נותני החסות (Group 5) ונותני החסות הקהילתית (CS). זאת בשל יותר מ -100,000 בקשות הממתינות לרשויות הקנדיות וזמני המתנה ארוכים לאלה הנמצאים בתהליך כעת.
שימו לב שבקשות חדשות באמצעות 'ארגונים בעלי הסכם חסות' (SAH) אינן מושעות.
נציבות האו"ם לפליטים בישראל תמשיך לקיים ראיונות עם מי שהגישו בקשה מקוונת בשנת 2021 ונכללים ברשימת המועמדים הממתינים לראיון עם נציבות האו"ם לפליטים לקבלת מכתב הכרה כפליטים, לצורך חסות פרטית של ממשלת קנדה ושיש להם נותני חסות פעילים.
נציבות האו"ם לפליטים תמשיך לקרוא למועמדים אלה לראיון במשרדיה ותמשיך להנפיק מכתבי הכרה כפליטים למי שיימצאו זכאים להכרה.
נוסיף ונציין כי למכתבי הפליטים של נציבות האו"ם לפליטים אין תאריך תפוגה וניתן להגיש אותם כחלק מהבקשה לחסות פרטית קנדית בעתיד, כאשר קנדה תפתח מחדש את מסלול חמשת נותני החסות (G5) והחסות הקהילתית (CS).
الحكومة الكندية تعلن عن تعليق مؤقت للطلبات الجديدة لبرنامج الكفالة الخاصة للاجئين
أعلنت الحكومة الكندية مؤخرًا عن تعليقها لاستقبال الطلبات الجديدة للرعاية الخاصة الكندية من خلال برنامجي مجموعة الكفالة الخماسية ورعاية المجتمع حتى نهاية عام 2025. ويأتي هذا القرار بسبب تراكم أكثر من 100,000 طلب معلق لدى السلطات الكندية وفترات الانتظار الطويلة لأولئك الذين هم حاليًا في مرحلة المعالجة. وتجدر الإشارة إلى أنه لا يوجد تعليق على الطلبات الجديدة الخاصة ببرنامج حملة الكفالة “الرعاية” الخاصة (SAH).
ستواصل مفوضية الأمم المتحدة لشؤون اللاجئين في إسرائيل إجراء المقابلات لطالبي اللجوءالذين قدموا طلبًا عبر الإنترنت في عام 2021. ينطبق ذلك على الأشخاص الذين يتواجدون حاليا على قائمة المتقدمين الذين ينتظرون مقابلة مع مفوضية الأمم المتحدة لشؤون اللاجئين للحصول على رسالة لاجئ من المفوضية ولديهم كفلاء نشطين. ستستمر المفوضية في الاتصال بهؤلاء المتقدمين لإجراء مقابلة مع المفوضية وإصدار رسائل لاجئ لأولئك الذين يتم اعتبارهم لاجئين. رسائل اللاجئ من المفوضية لا تحمل تاريخ انتهاء ويمكن تقديمها كجزء من طلب الكفالة الخاصة الكندية في المستقبل عندما تعيد كندا فتح قنوات الرعاية الجماعية وكفالة المجتمع.
መንግስቲ ካናዳ ምቕባል ሓደስቲ መስርሓት መስርሕ ናይ ብሕቲ ስፖንሰርሺፕ ንግዚኡ ከም ዝቋረጽ ኣፍሊጡ።
መንግስቲ ካናዳ፡ ናይ ጉጅለ 5ን ኮሚኒቲ ስፖንሰርሺፕ(CS)ን ሓድሽ መመልከቲታት ናይ ካናዳ ናይ ብሕቲ ስፖንሰርሺፕ ምቕባል፡ ክሳብ መወዳእታ 2025 ብዓለም ደረጃ ንግዜኡ ምቁራጹ ኣፍሊጡ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ ነዊሕ ናይ ትጽቢት ግዜ ዝፈጠሩ ልዕሊ 100 ሽሕ ዝኾኑ ጥርዓናት ኣብ ትካላት ኢሚግረሽን ካናዳ ዝጽበዩ ብምህላወሙን እዩ።
ኣስተውዕሉ- ብመንገዲ ስፖንሰር ሽፕ ናይ ምግባር ውዕል ብዘለዎም ማሕበራት (SAH) ዝግበር ሓደስቲ ጥርዓናት/ምስርሓት ደው ኣይበሉን ።
ንናይ ብሕቲ ስፖንሰርሺፕ ካናዳ ናይ ስደተኛ ምስክር ወረቐት ካብ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ እስራኤል ንምርካብ ኣብ ዓመት 2021 ብኤንተርነት ዘተመዝገቡ እሞ ህሉው ስፖንሰርሽፕ ዝገብረሎም ኣካል ከም ዘሎ ዝተራጋገጸ ኣብ መዝገብ ንቃለ መሕተት ተዳልዮም ዝርከቡ ኣመልከትቲ፡ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ እስራኤል ቃለ መሕተት ምግባር ክቕጽል እዩ።ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ነዞም ኣብ መዝገብ ዘለዉ ኣብ ቤት ጽሕፈታቱ ንቃለ መሕትት ምጽዋዕ ክቕጽል ምዃኑን፡ ነቶም ኣፍልጦ ክወሃቦም ብቑዓት ኮይኖም ንዝተረኽበ ድማ ከም ስደተኛታት ናይ ኣፍልጦ ደብዳቤታት ምሃብ ክቕጽልን እዩ።
ምስክር ወረቐት ስደተኛታት UNHCR ዝወድቀሉ ዕለት ከምዘይብሉን ኣብ መጻኢ፡ ካናዳ ንመገዲ ግይጅለ ሓሙሽተ ስፖንሰራት (G5)ን ኮሚኒቲ ስፖንሰርሺፕን (CS)ን ዳግማይ ምስ ትኸፍቶ፡ ከም ኣካል ናይ ካናዳ ናይ ብሕቲ ስፖንሰርሺፕ መመልከቲ ክትጥቀሙሉ ከም ዝካኣል ክንሕብር ንፈቱ።
Share on Facebook Share on Twitter